voatigrigna.eu - ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ -VOA Tigrigna

Description: ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዜናን ካልእ ሓበሬታን ንተኸታተሉ ይህብ። ቋንቋ ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ ሃገረ ኤርትራ ክኸውን እንከሎ፥ ኣብታ ሓንቲ ካብተን ክልላት ኢትዮጵያ ዝኾነት ክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ እውን ይዝረብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ሓደ ካብ ዝጠንተወ ቋንቋታት ኢትዮጵያ ምዃኑ ይእመነሉ። ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ንፍርቂ ሰዓት ይመሓላለፍ። ብናይቲ ከባቢ ኣቆጻጽራ ሰዓት ድማ ሰዓት ምሸት ይመሓላለፍ። ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዕለታዊ ብናይቲ ዕለት ዓበይቲ ዜና ይፍልም። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝረኸቦም ቃለ መጠይቓትን ካልኦት ዕለታዊ ስሩዓት መደባትን ድማ የመሓላልፍ። ዕለታዊ ስሩዓት መደባት ነዚ ይመስሉ ሰኑይ:- ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምኡውን ሕርሻ ሰሉስ:- ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ረቡዕ:- ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሓሙስ:- መንእሰያት ወይድማ መደብ ጥ

ethiopia (421) somalia (70) eritrea (68) oromia (11) tigray (9) tigrai (5) afan oromo (2) voa amharic (2) voa afaan oromoo (2) ቪኦኤ ትግርኛ : ኤርትራ: ኢትዮጵያ: ኣስመራ : ኣዲስ ኣበባ: ትግራይ: ኦሮምያ: : ትግርኛ news2

Example domain paragraphs

No live streaming currently available

No media source currently available

ድምጺ ኣመሪካ ብመሰል ጸሓፊ ዝተሓለወዩ።